ጌጋ ዳታ ኣብ ፓስፖርት ምስ ዝርከብ

ዝኸበርኩም ተገልገልቲ፡ ሓድሽ ፓስፖር ተሰሪሕልኩም ካብ ኤርትራ ምስ መጸ፡ ሓድሽ ፓስፖርትኹም ሒዝኩም ቅድሚ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምኻድኩም፡
ብኽብረትኩም፡ ኣብ ፓስፖርትኹም ተጻሒፉ ዘሎ ዳታ ቅኑዕ ሙዃኑ ኣረጋግጹ።
ፓስፖርትኹም ፈሪምኩም ምስ ተቐበልኩም፡ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምስ ወጻኹም ኣብ ፓስፖርትኹም ናይ ዝርከብ ናይ ዳታ ጌጋ ሓላፍነት ትስከሙ ንስኹም ሙዃንኩም ፍለጡ። ነዚ ዝምልከት ዝኾነ ጥርዓን ከምዘይንቕበል እውን ኣቐዲምና ንሕብር።

ዓወት ንሓፋሽ
ቤ\ጽ ጠቕላሊ ቆንስል