ሰዓታት ስራሕ

መዓልታት ስራሕካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ
ሰዓታት ስራሕካብ ንግሆ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ናይ ምሳሕ ዕረፍቲካብ ሰዓት 1፡00 ክሳብ 2፡00 (ሓደ ሰዓት)
ህዝባውያን በዓላትቤት ጽሕፈትና ኣብ ናይ ኤርትራን ኣንጎላን ህዝባዊ በዓላት
ንኣገልግሎት ዕጽው እዩ።
ህጹጽ ጉዳይ ቤት ጽሕፈትና ንህጹጽ ጉዳያት ኩሉ ግዜ 24 ሰዓታት፡ ንዓኹም ደገፍ ምሃብ ድሉው እዩ፡
ብምኽንያት ምጽፋፍ ውሽጣዊ ስራሕ፡ ቤ/ጽ/ጠ/ቆ ኣብ ነፍሲወከፍ ወርሒ እታ መጨረሽታ መዓልቲ ንተገልግልቲ ኣገልግሎት ኣይህብን እዩ!