ሓበሬታ

ከም መቐጸልታ ናይቲ ክንገብሮ ዝጸናሕና ምምሕያሽ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት፡ ሕጂ እውን ንዓኹም ስሉጥ ቆንስላዊ ኣገልግሎት ምእንቲ ክንህብ MOBILE APLLICATION ኣዳሊናልኩም ኣለና፡ ነዚ ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ዘድልየኩም ዓይነት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብር።

ነዚ QR CODE ስካን ብምግባር ወይ ድማ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኮድ ኮፒ ብምግባር፡ ኣብ ብራውሰር ወሲድካ ክፈቶ፡ install to home screen ክብለካ እዩ ፡ መምርሒ ተኸተል፡

https://www.jotform.com/app/230533494757564?appEmbedded=1

ዕግበትኩም ተልእኾና እዩ!!

ክቡራት ተገልገልቲ፡
ሃልኪ ምምልላስ ንምጉዳል፡ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ፎቶ ስትድዮ፡ (PHOTO STUDIO) ኣዳሊናልኩም ኣሎና። ስለዚ ስእሊ ሒዝካ ናብ ቤት ጽሕፈትና ምምጻእ ኣየድልየኩምን እዩ።

ዓወት ንሓፋሽ
ቤት ጽሕፈት ጠ/ቆንስል ሃገረ ኤርትራ
ኣንጎላ

ኣድራሻ ቤት ጽሕፈት ጠቕላሊ ቆንስል

ናብ ቤት ጽሕፈት ክትመጹ ምስ ትደልዩ፡ ነዚ QR CODE ስካን ግበርዎ