Category: ቆንስላዊ ኣገልግሎት

  • NEWLY ARRIVED PASSPORTS ተመስሪሑ ዝመጸ ሓድሽ ፓስፖርት

    ከም መቐጸልታ ናይቲ ክንገብሮ ዝጸናሕና ምምሕያሽ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት፡ ሕጂ እውን ንዓኹም ስሉጥ ቆንስላዊ ኣገልግሎት ምእንቲ ክንህብ MOBILE APLLICATION ኣዳሊናልኩም ኣለና፡ ነዚ ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ዘድልየኩም ዓይነት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብር። ነዚ QR CODE ስካን ብምግባር ወይ ድማ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኮድ ኮፒ ብምግባር፡ ኣብ ብራውሰር ወሲድካ ክፈቶ፡ install to home screen ክብለካ እዩ ፡ […]

  • ሓበሬታ

  • ኣባላት ቤ/ጽ ጠቕላሊ ቆንስል

  • ሰዓታት ስራሕ

    መዓልታት ስራሕ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ሰዓታት ስራሕ ካብ ንግሆ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምሳሕ ዕረፍቲ ካብ ሰዓት 1፡00 ክሳብ 2፡00 (ሓደ ሰዓት) ህዝባውያን በዓላት ቤት ጽሕፈትና ኣብ ናይ ኤርትራን ኣንጎላን ህዝባዊ በዓላትንኣገልግሎት ዕጽው እዩ። ህጹጽ ጉዳይ ቤት ጽሕፈትና ንህጹጽ ጉዳያት ኩሉ ግዜ 24 ሰዓታት፡ ንዓኹም ደገፍ ምሃብ ድሉው እዩ፡ ብምኽንያት […]

  • ጌጋ ዳታ ኣብ ፓስፖርት ምስ ዝርከብ

    ዝኸበርኩም ተገልገልቲ፡ ሓድሽ ፓስፖር ተሰሪሕልኩም ካብ ኤርትራ ምስ መጸ፡ ሓድሽ ፓስፖርትኹም ሒዝኩም ቅድሚ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምኻድኩም፡ ብኽብረትኩም፡ ኣብ ፓስፖርትኹም ተጻሒፉ ዘሎ ዳታ ቅኑዕ ሙዃኑ ኣረጋግጹ። ፓስፖርትኹም ፈሪምኩም ምስ ተቐበልኩም፡ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምስ ወጻኹም ኣብ ፓስፖርትኹም ናይ ዝርከብ ናይ ዳታ ጌጋ ሓላፍነት ትስከሙ ንስኹም ሙዃንኩም ፍለጡ። ነዚ ዝምልከት ዝኾነ ጥርዓን ከምዘይንቕበል እውን ኣቐዲምና ንሕብር። […]

  • ቆንስላዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ክማልኡ ዘለዎም ሰነዳት

    ቆንስላዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ክማልኡ ዘለዎም ሰነዳት

    Latest posts ወረቐት መንነት ከተውጽእ ንትደሊ 1.1 ሓድሽ ንዘወጽእ• ቅዳሕ ወይ ቁጽሪ ኤርትራዊ ወረቐት መነነት ናይ ኣቦን ኣደን (እዚ እንተዘይተረኺቡ ናይሓወቦ፡ኣሞ፡ኣኮ፡ሓትኖ፡ እዚ እንተዘይተረኺቡ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያንይምስክሩ)• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት• ናይ ልደት ሰርቲፊኬት• ምሉእ ኣድራሻ ወኪል ኣብ ኤርትራ• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.3×2.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታክፍሊት USD 25 (ዕድመ ተገልጋሊ ካብ 20 […]