ቆንስላዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ክማልኡ ዘለዎም ሰነዳት

Latest posts

  • ሓበሬታ

    ከም መቐጸልታ ናይቲ ክንገብሮ ዝጸናሕና ምምሕያሽ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት፡ ሕጂ እውን ንዓኹም ስሉጥ ቆንስላዊ ኣገልግሎት ምእንቲ ክንህብ MOBILE APLLICATION ኣዳሊናልኩም ኣለና፡ ነዚ ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ዘድልየኩም ዓይነት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብር። ነዚ QR CODE ስካን ብምግባር ወይ ድማ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኮድ ኮፒ ብምግባር፡ ኣብ ብራውሰር ወሲድካ ክፈቶ፡ install to home screen ክብለካ እዩ ፡ […]

  • ኣባላት ቤ/ጽ ጠቕላሊ ቆንስል

  • ሰዓታት ስራሕ

    መዓልታት ስራሕ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ሰዓታት ስራሕ ካብ ንግሆ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምሳሕ ዕረፍቲ ካብ ሰዓት 1፡00 ክሳብ 2፡00 (ሓደ ሰዓት) ህዝባውያን በዓላት ቤት ጽሕፈትና ኣብ ናይ ኤርትራን ኣንጎላን ህዝባዊ በዓላትንኣገልግሎት ዕጽው እዩ። ህጹጽ ጉዳይ ቤት ጽሕፈትና ንህጹጽ ጉዳያት ኩሉ ግዜ 24 ሰዓታት፡ ንዓኹም ደገፍ ምሃብ ድሉው እዩ፡ ብምኽንያት […]

  • ጌጋ ዳታ ኣብ ፓስፖርት ምስ ዝርከብ

    ዝኸበርኩም ተገልገልቲ፡ ሓድሽ ፓስፖር ተሰሪሕልኩም ካብ ኤርትራ ምስ መጸ፡ ሓድሽ ፓስፖርትኹም ሒዝኩም ቅድሚ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምኻድኩም፡ ብኽብረትኩም፡ ኣብ ፓስፖርትኹም ተጻሒፉ ዘሎ ዳታ ቅኑዕ ሙዃኑ ኣረጋግጹ። ፓስፖርትኹም ፈሪምኩም ምስ ተቐበልኩም፡ ካብ ቤት ጽሕፈትና ምስ ወጻኹም ኣብ ፓስፖርትኹም ናይ ዝርከብ ናይ ዳታ ጌጋ ሓላፍነት ትስከሙ ንስኹም ሙዃንኩም ፍለጡ። ነዚ ዝምልከት ዝኾነ ጥርዓን ከምዘይንቕበል እውን ኣቐዲምና ንሕብር። […]

  • ቆንስላዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ክማልኡ ዘለዎም ሰነዳት

    ቆንስላዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ክማልኡ ዘለዎም ሰነዳት

    Latest posts ወረቐት መንነት ከተውጽእ ንትደሊ 1.1 ሓድሽ ንዘወጽእ• ቅዳሕ ወይ ቁጽሪ ኤርትራዊ ወረቐት መነነት ናይ ኣቦን ኣደን (እዚ እንተዘይተረኺቡ ናይሓወቦ፡ኣሞ፡ኣኮ፡ሓትኖ፡ እዚ እንተዘይተረኺቡ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያንይምስክሩ)• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት• ናይ ልደት ሰርቲፊኬት• ምሉእ ኣድራሻ ወኪል ኣብ ኤርትራ• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.3×2.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታክፍሊት USD 25 (ዕድመ ተገልጋሊ ካብ 20 […]

  • NEWLY ARRIVED PASSPORTS ተመስሪሑ ዝመጸ ሓድሽ ፓስፖርት

    ከም መቐጸልታ ናይቲ ክንገብሮ ዝጸናሕና ምምሕያሽ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት፡ ሕጂ እውን ንዓኹም ስሉጥ ቆንስላዊ ኣገልግሎት ምእንቲ ክንህብ MOBILE APLLICATION ኣዳሊናልኩም ኣለና፡ ነዚ ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ዘድልየኩም ዓይነት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብር። ነዚ QR CODE ስካን ብምግባር ወይ ድማ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኮድ ኮፒ ብምግባር፡ ኣብ ብራውሰር ወሲድካ ክፈቶ፡ install to home screen ክብለካ እዩ ፡ […]

  1. ወረቐት መንነት ከተውጽእ ንትደሊ

1.1 ሓድሽ ንዘወጽእ
• ቅዳሕ ወይ ቁጽሪ ኤርትራዊ ወረቐት መነነት ናይ ኣቦን ኣደን (እዚ እንተዘይተረኺቡ ናይ
ሓወቦ፡ኣሞ፡ኣኮ፡ሓትኖ፡ እዚ እንተዘይተረኺቡ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያን
ይምስክሩ)
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ናይ ልደት ሰርቲፊኬት
• ምሉእ ኣድራሻ ወኪል ኣብ ኤርትራ
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.3×2.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ
ክፍሊት USD 25 (ዕድመ ተገልጋሊ ካብ 20 ዓመት ንላዕሊ እንተኮይኑ 10 USD ተወሳኺ ይኸፍል)
1.2 መተካእታ ንዝሓተት
• ቅዳሕ ወይ ቁጽሪ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት (ንዝጠፍአ መንነት ቅዳሕ እንተዘይተረኸበ ናብ ኤርትራ ይሕተተሉ)
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ናይ ፖሊስ መረጋግጺ ወረቀት
• • ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ
• ክፍሊት USD 25

2. ፓስፖርት ከተውጽእ ንትደሊ

2.1 ሓድሽ ንዝወጽእ ዓበይቲ
• ኤርትራዊ ወረቀት መነነት
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ናይ ልደት ሰርቲፊኬት
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ (ኣብ ቤት ጽሕፈት ጠ/ቆንስል ስእሊ ይለዓል)
• ክፍሊት USD 200
• B4 ኣይምልከተንን ንዝብል መርትዖታት የቕርብ
2.2 ሓድሽ ንዘውጽእ ትሕቲ ዕድመ
• ኤርትራዊ ወረቐት መነነት/ፓስፖርት ናይ ኣቦን ኣደን
• ትሕቲ ዕድመ ብኣካል ይቐረብ
• ናይ ልደት ሰርቲፊኬት
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ
• ክፍሊት USD 150
2.3 መተካእታ ንዝሓትት
• ኦሪጂናል ኤርትራዊ ወረቐት መነነት
• ኦርጂናል ናይ ዝነበረ ፓስፖርት
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ
• ክፍሊት USD 100
2.3.1 መተካእታ ገጻት ናይ ዝተወድአ
• ክፍሊት ን ዓበይቲ USD 100
• ክፍሊት ን ትሕቲ ዕድመ USD 75
2.3.2 መተካእታ ንዝጠፍአን ዝተበላሸወን
• ክፍሊት ን ዓበይቲ USD 250
• ክፍሊት ን ትሕቲ ዕድመ USD 200
(ን ምትካእ ዝጠፍአ ፓስፖርት፡ናይ ፖሊስ ወረቐትን ፡
ቕዳሕ ናይ ዝጠፍአ ፓስፖርትን የድሊ)
2.4 ምሕዳስ ንዝደሊ
• ኤርትራዊ ወረቐት መነነት
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ክፍሊት ን ዓበይቲ USD 50
• ክፍሊት ን ትሕቲ ዕድመ USD 50

3. ለሰ ፓሰ ከተውጽእ ንትደሊ

• ኤርትራዊ ወረቐት መነነት
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ
ክፍሊት USD 5
0

4. ውክልና ስልጣን ክትህብ ንትደሊ

. ኤርትራዊ ወረቐት መነነት
• ሰነድ መረጋገጺ ዝተኸፍለሉ ግቡኣት
• ናይ ተወካሊ/ት ምሉእ ስም፡ ቁጽሪ ወረቐት መንነት፡ዕለትን ቦታን ልደት፡ ህሉው ኣድራሻ
• ምሉእ ትሕዝቶ ውክልና
ክፍሊት USD 35

5.B4 ንዝመልኡ

• ኤርትራዊ ወረቐት መነነት
• እንተዘይብሎም ናይ ኣቦ ናይ ኣደ ቅዳሕ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት
• ኣርባዕተ እዋናዊ ስእሊ( 3.5×4.5 CM)/ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ

• ክፍሊት USD 10

መተሓሳሰቢ፦
ንጽፈትን ሙጉዳል ምምልላስ ተገልገልትን፡ ንቖንስላዊ ጉዳያት ዝምልከት ስእሊ ናይ፦ ፓስፖርት፡ ወረቐት መንነትን ካልእ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ኣብ ቤት ጽሕፈትና ዘሎ ፎቶ ስትድዮ ዝተላዕለ ስእሊ ጥራይ ቅቡል ሙዃኑ ነፍልጥ።

ዓወት ንሓፋሽ
ቤ/ጽ ጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ
ሉዋንዳ-ኣንጎላ
18/09/2022